ካብ ልምዲ ኦፌኮ ኣብ ዝሓለፈ ምርጫታት ብምብጋስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ኣሕመድ ሓድሽ ውልቀመላኺ ስርዓት ንምምስራት…
Amanuel Berhe (እቲ ምሽቲ ከምዚ ከማይ ንኣፍቃሪቱ ሓሪቑ፡ “ብእዝጋምቤቲ ኣብ ባይታ ሰጢሐ ገጽኪ እንተ ዝረግጸኪ…
ኣብ ልዕለይ ተሓሲቡ ብዛዕባ ዝነበረ ፈተነ ቅንጸላ ኣነን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን በዚ ሓለፍናዮ።ምስ መንግስቲ ቅርበት…
ኣባል ኢህወደግ እንከይኮንኩ ንምፍራስ እቲ ልፍንቲ ዝተቓወምኩሉ ቀንዲ ምኽንያት ኣብቲ እዋን እቲ ይብሉኒ ከም ዝነበሩ…
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ናብ ስልጣን ድሕሪ ምድያቡ ንተቓውሞይ ኣብ ውሽጠይ ብምግባር እቲ ስግግር ንክሳኻዕ ብልቢ…
ልቢ ወለድ
ቅኒት ብርዒ
ደራሲ፡ ገብረእዚኣብሄር ገብረመስቀል ኣሕታሚ፡ ኣሕተምቲ ሕድሪ ቀዳማይ ሕታም፡ 1984 ሽወደን ካልኣይ ሕታም፡ 2016፡ ኣሕተምቲ ሕድሪ፡ ኣስመራ፡ ኤርትራ ኣቕራቢ፡ ግርማይ ኣብርሃም መእተዊ መግዛእቲ ሲኞራ፡ ዛንታ ናይ ሓደ…
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ክብርቲ ሓፍትና ስነጥበበኛ ኣርያም ወልደኣብ ብዛዕባቲ ኣብ ምጅማር 2009 እተፈጸመ ስልጠና ስነ-ጽሑፍ ኣመልኪታ ዝኽራ ኣካፊላትና። ኣብቲ ጽሑፍ ንኣይ ኰነ ንብጾተይ ብኽብሪ ስለ ዘልዓለትና…
ስውእ መምህር ይስሓቕ ኣብርሃም ሓደ ካብቶም ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ ሃገርና ዓቢ ኣበርክቶ ዝፈጸሙ እዩ። ንመምህር ይስሓቕ ብቐረባ ክፈልጦ ብምኽኣለይ ካብቲ ዕድለኛ ዘብለኒ እዩ። ኣብ ሓደ ዎርክሾፕ…
Berhane Gebrehiwot ብዋዛ ዋዛ ዝሰኣንናያ ሰላም ብዋዛ ዋዛዶ ትመጽእ ኣላ ሓቀይ፧ ጽቡቕ እስከ ንበል፡ ጽቡቕ ክገብረልና። ዘይንሱ እንታይ ንደልይ። ግዳ ኣይንዛነ፡ ዕበጦ ዕበጦን ጉያ ጉያን ጽፉፍ…
ሓደ እዋን ኣብ ሓንቲ ኣካል ናይታ ዝፈረሰት ዩጎዝላቭያ ዝነበረት ከተማ ሓደ ካህን ንሓደ ዝሓመመ ኣማኒ ኪበጽሑ ናብ ሆስፒታል ከዱ። ናብቲ እቲ ሕሙም ደቂሱሉ ዝነበረ ክፍሊ ኣትዮም…
ሰነዳት ድምጽን ቪዲዮን
Henok Teklay (NAGO) – Eritrea Song Uganda Music ማሰ፡ ብግርማይ የውሃንስ (ሳንዲያጎ)
ባህላዊ ጓይላ ኢሮብ
ሽበት ኣቦይ
ኩኒ: ብሳባ ኪዳነ
በረኻ ዓድና፡ ብብርሃነ ገብረሂወት
Five Great Guitars ft. Habib Koité - Habib Koité/ Simany
Eritrean Tempo poem 7 (seven).mpg