ከመይ’ሉ ክመሲ ! 0 By Mekonnen T. on January 8, 2015 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email ኣይመሰየን ግዜ ኣይጸልመተን እዋን ዓይኒ ኣይሓዘን እንሆ’ዶ ብርሃን ሕልና’ዩ ትርኢት ሓቦ’ዩ‘ቲ መቓን ተስፋ’ዩ መሳልል መገዲ ብዙሓን ምዕኹላል’ዩ መርገም ተስፋ ምቑራጽ ድኻም ምብጋስ’ዩ ዓወት ካብ ጌጋ ምእራም ፍቕሪ’ዩ ስንቂ ዓቕሊ ኣብ ምስጓም ቅንኢ ‘ተርሒቑ ስራሕ ናይ ረሲኣን ከመይ ኢሉ ክመሲ ገና’ሎ እዚ እዋን። ጆን (ወዲ ኢዮብ) 2012