ፊ…..ጽ 0 By Mekonnen T. on October 11, 2014 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email አብቲ ሜዳ ጉያ አብ መስመር ሕንጻጻት ጎንበስ “ተ…ዳ..ለ…ዉ” ከይጠሓስኩም ሕጋጋት ፊ…… ……….. ጽ…. ንላዕሊ–ንታሕቲ ሓለፍ–ዘለፍ ጥውይ–ጥውይውይ ደርገፍ–ደርገፍገፍ ድው–ድው ትር–ትር ልቢ ጸር–ጸረር ርሃጽ መተካእታ ሳሕቢ ኣነ ዝዳኛኹም መነኹም ኮን ይስዕር ሜዳል ሽልማቱ ሰደፍ ልበይ ዝዓትር:: ስምረት ኣማረ