ኤርትራ- እታ ዘይተነበበት መጽሓፍ
ከምዚ ከማይ ንኤርትራ ከምቲ ዘድለ ዘይፈልጣ ሰብ፡ ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ምንባብ ባህሊ ከመይ ዝመስል ዝምልከት ጽሑፍ ከዳልው ኣዝዩ ከም ዝኸብዶ ፍሉጥ’ዩ። እንተኾነ ግና፥ ብእዝዩ ንእሽቶ ፍልጠተይ ይኹን ርእይቶይ ክቕርብ ክፍትን እየ።
“ኣብ ኤርትራ መጽሓፍ ምንባብ መኣስ ተጀሚሩ? ዝብል ሕቶ እንት ኣልዒልና መልሲ ንረኽበሉ ኣይመስለንን። ምናልባሽ ኣብ ቆሓይቶ ካብ ዝርከብ ሓወልታት ክንጅምር ንግደድ ንኸውን። …….. ዝተረፈ ንምንባበ ኣብዚ ጠውቁ