ንብስራት 1 By Mekonnen T. on August 14, 2014 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email ዝተመሳቐለ ቃላት ምስራሕ ኣብ ምምዕባል ቋንቋን ምዝንጋዕን ዘለዎ ተራ ዕዙዝ ምዃኑ ብምግንዛብ ብኣቶ እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ዝቐርብ ናይ ዝተመሳቐለ ቃላት ግድላት ካብ ዝመጽእ ቀዳም 16 ነሓሰ ጀሚሩ ክልተ ሰሙናዊ ኣብ ዛራ ጥበባት ክእንገድ’ዩ። መለስቲ መልስኹም ናብ ዛራ ጥበባት ክትልእክዎ ትኽእሉ ኢኹም። ተደጋጋሚ ምሉእ መልሲ ዝረኸበ መላሲ ናይ መጽሓፍ ወይ ካልእ ስልማት ክወሃብ’ዩ።
1 Comment
🙂