ቤት ማእሰርቲ 0 By Mekonnen T. on April 28, 2015 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email ቤት ማእሰርቲ እስር ቤት ነበረት እስር ቤት ፕሪዝን ነበረት ፕሪዝን ካዜርማ ነበረት ኤርትራውያን ጀጋኑ እንዳሓረየት እንዳሓየረት ስማ ድኣ እምበር ግብራስ ነይቀየረት ዶ/ር ርእሶም ሃይለ ካብ ሕምብርቲ ኤውሮጳ ሕዳር ኣብ ዝደለኻዮ ምሕዳር 13/2001