ብዛዕባ ድምጻዊ ታረቀተ ስፋሂወት ሓበሬታ ክንረክብ ነበረና። ምስገለ ካብፈለጥቱ ድማ ኣዕለልና። ገሊኣቶም ዝሃቡና ምላሽ ከምዚ ዝስዕብ ዝብል ነበረ፤ “ታረቀ ድኣ ሓይሉኣ ብደርፊእዩ፤ ኣብዘረባስ ብዙሕኣይኮነን” በሉና። እቲ ሓቂ ግን ኣይከምቲ ዝተባህለናን። ሓቂ እዩ፤ ታረቀ ካብምዝራብ ምስማዕ ዘቐድም ብልሂ ሰብ እዩ። ብዛዕባ እንታይ ትሓቶ ምህላውካ ከየረጋገጸ ንመልሲ ኣይህወኽን። መርኣያ ብስለትን ልቦናን እዩ። ነቲ “ዘረባክትለምድህ. .ንልመድ!” ዝብል ፈሊጥዘረጋግጽ እውን እዩ። ብተወሳኺ፡ “እዚኣስ ኣይፋለይን፤ ክምልሳ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን!” ዝበለና ሕቶ ኣይነበሮን። ግልጽነቱን ትሕትንኡን ዓቢተምሳጥ ኣሕደረልና። readmore
ኣዳለውቲ ደሳለ በረኸትን ሳባ ክዳነን