ሽላን ምስ ክራሩ
ልበይ ምስ መዝሙሩ
መንኮበይ ብጽምኡ
ልበይ ብጡሉሉ
ፍቕረይ ብዱቁኡ
ዓይነይ ብፍቑቑ
ደብተረይ ብግንጽሉ
ግንጽለይ ብቑልቁሉ
ስካርባይ ብጥልጡሉ
ውሉደይ ብሕንጉሩ
ከርሰይ ብጥልቁዑ
መገዲ ኣርብዓይ ብጉሁሩ
ጃልባይ ብመንፊቱ
ሻቕሎተይ ብድፍዱፉ
ሽላን ምስ ክራሩ
ቕጫይ ብሕንኩሩ
ሕሩጨይ ብብዕጡ
እኽለይ ኣብ ግራቱ
ጽጌናይ ኣብ ምብርባሩ
ባይቶይ ብግፍቱኑ
ነገር ብሕንኩሩ
ሽላን ምስ ክራሩ
ልበይ ምስ መዝሙሩ
ገለስ ገለ ጌሩ
ሽላን ምስ ክራሩ
ልበይ ምስ ተስፍኡ!
ሳባ 23 05 2015
80፡57 ፓሪስ