ስነይ ዝኸወሎ 0 By Mekonnen T. on June 12, 2015 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ ስነይ ዝኸወሎ ጫሕ ማሕ ኣቢለ ካር . . ካር . . . ፍሽኽ ናይ ውሽጠይ ዶጕለ ማዕበል ዘይደፍኦ ሙሁር ዘይርድኦ ሞቕሽሽ ዘይእብዶ ሆይ ይብል እንክጽውዖ ያዕ ይብል እንክርስዖ ዘይከኣል ከተዘንግዖ እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ ስነይ ዝኸወሎ። Wehazit Abraham 30 ግንቦት 2015