ምህሮ ምራኽ 1 By Mekonnen T. on June 21, 2014 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email ኣብ ክንዲ እምባሕ ጥር ፍንጭራዕ ዘብዝሐ ምራኽ ምስ ዒለ-ምሉ ክዀልል ውዒሉ -ዕፉን ብሽፉኑ ነገር ብድፉኑ- ምዕጣን ተማሂሩ ኢሎም ዘማርሩ በቲ ቀቀሊሉ ከመይ ተታለሉ፧ ኣብቲ ውዕሎ ኣድጋት ዘማእከሎ ምርጋሕ ምሽንዳሕ እተባህለ ምህሮ ቀሲሙ ከም ዘሎ ይነገሮ ቶሎ! መም. ኣማረ ወልደስላሴ
1 Comment
😉