እቲ ዘፍቀረኒ ኣራዊት 0 By Mekonnen T. on August 8, 2014 Home Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email ነቲ ሻምብቆይ ድምጹ ከመቅሮ እቲ ህርመት ዜማ ልዕሊ መዝሙር ኣዕዋፍ ልዕሊ መጠን ቃና ኣብታ ንእሽቶ ህሞት ዑፍ ካናሪ’ኳ ዘጽቀጠት ድምጺ ሻምብቆይ ጥራሕ ኔራ መን ደኣ ኣድሚጹ መንከ ዘሚሩ ኣእምሮ ኣራዊት ከም ቀደሙ ድምጺ ሻምብቆይ ሰሚዑ በቲ ዕሙር ኣግራብ ስሉእሉእ እናበለ ብህድኣት ርእሱ ኣቐልቀለ። ኪዳነማርያም ጎይቶ ኦም (ዘፌ) ሳዋ 2003