መደራጋሕ 1 By Zara on May 30, 2014 ግጥምታት Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email መደራጋሕ ከምቲ ኹሉ ደንጎላ ዝረኽቦ ካብ ዝበረኸ ናብ ዝተሓተ እቲ ዝንውንው ነውኒውዎ። ነታ ርግምቲ ዕጫ ዕጫኡ ኣሚኑ ከኣ ‘ና ተ ን ከ ባ ለ ለ እናተጋጨ ወ ኣይወረድሉ ዝወረዳ ወሪዱ’ውን ናብ’ቲ ሩባ ኣነ ኸኣ ደስ ኢሉኒ!! ብሓደ ነገር’የ በሊጸዮ ብቕድሚኡ መጽየ ናብ’ቲ ሩባ መቐረት ዕምቆቱ ተላሚደ ዮ ዘፌ 2014
1 Comment
🙄