ሕንከተ ኣልቦ 0 By Mekonnen T. on September 20, 2014 ግጥምታት Share Facebook Twitter LinkedIn Pinterest Email ብኣብርሃምን ሳራን ቃና ዘገሊላ ዝጀመረ ማሕላ ዝደመቐ መርዓ ኣብ ጽላል ዋሪዓ ኮይኑ ግን ንቡር ኣዳም ሄዋን ንሳራ ሓዲጉ ሞት ዝጸውዖ ኣብርሃም ን ኣብርሃም ከመይ ኢሉ ይምርዖ። ግርማይ ገብሩ ካብ ናይ ግጥሚ መጽሓፍ እሞኸ